Monday , May 20 2024

ኣብ ማሕበራዊ መዳይ ልዑል ኣገዳስነት ዘለዎም ሰባት ጥራይ ተሳፈሩ ይብል SL።

ኣብ ማሕበራዊ መዳይ ልዑል ኣገዳስነት ዘለዎም ሰባት ጥራይ እዮም ክሳፈሩ ዝኽእሉ ክብል SL ገሊጹ። ስቶክሆልም ህዝባዊ መጓዓዝያታት ከተወግድ SL ጻውዒት ጌሩ’ሎ። ሓድሽ ዝወጸ ምልክታ ከም ዝሓበሮ ዕዙዝ ማሕበራዊ ኣገዳስነት ዘለዎም ሰባት ጥራይ እዮም ክጓዕዙ ዝፍቀደሎም። ካልኦት ምሳና ንግዜኡ ኣይክትጓዓዙን ኢኹም ይብል እቲ ዝወጸ መወዓውዒ። እዚ መወዓውዒ ኣብ ዝተፈላለየ መደብራት መጓዓዝያ ዝተልጠፈ ኮይኑ ብምኽንያት ሕማም ኮሮና ምጒዓዝ ንግዚኡ ደው ምባሉ ብረብሓ ዜጋታት ምዃኑ ድማ ተመልኪቱ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com