Monday , May 20 2024
Credit: Fredrik Sandberg/TT

ኣብ ባሕሪ ባልቲክ ብዘጋጠመ ምጥሓል ክልተ ሰባት ይሞቱ

ዝሓለፈ ሓሙስ ኣብ ባሕሪ ባልቲክ ኣብ ሓንቲ ናይ ተሳፈርቲ ጃልባ ብሰንኪ ዘጋጠመ ናይ ምዳቕ ሓደጋ ሓደ ህጻንን ሰበይትን ከም
ዝሞቱ ፖሊስ ፖላንድ ኣረጋጊጹ። ንሓደ ሰዓት ድሕሪ ዝተኻየደ ጽዑቕ ፍተሻ ሬሳ እዞም ግዳያት ኣብቲ ማይ ተረኺቡ’ሎ። መወትቲ
ክልቲኦም ዜጋታት ፖላንድ ምዃንም ተፈሊጡ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com