Monday , May 20 2024
Credit: Kustbevakningen/TT Nyhetsbyrån

ኣብ ብርክት ዝበላ ክፋላት ሽወደን ባርዕ ሓዊ ክኽሰት ከም ዝኽእል ተገሊጹ።

 

ኣብ ስካነ፥ ጉትላንድ፡ ከምኡ’ውን ክፋላት ደቡባዊን ማእከላይን ሽወደን ባርዕ ጫካ ክኽሰት ከም ዝኽእል “ኣገልግሎት ክሊማ
ሽወደን” ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ሰሜን ኖርላንድ ኣብ እትርከብ ኢንላንድ’ውን ብርቱዕ ነቕጺ ብምህላዉ፡ ባርዕ ጫካ ክኽሰት ከም
ዝኽእል እቲ ትካል ወሲኹ ገሊጹ’ሎ። ካብ ትማል ሰሉስ ንግሆ ኣትሒዙ፥ ኣብ ደቡብ ስቶክሆልም ሃኒንግ ባርዕ ጫካ ምኽሳቱ፥
እንተኾነ ግና ሰራሕተኛታት መጥፋእቲ ሓዊ ኣብ ትሕቲ ቊጽጽር ከም ዘእተዉዎ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com