Monday , May 20 2024

ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ብመገዲ ዲጂታላዊ መራኸቢ ምስ ሓካይም ምርኻብ እንዳዓበየ መጺኡ።

ብሰንኪ ኮቪድ 19 ዝፈጠሮ ዝይንቡር ኩነታት ሰባት ምስሓኻይሞም ብመገዲ ዲጂታላዊ መራኸብታት ዝገብርዎ ዘሎዉ ርክብ እንዳዓበየ ምምጽኡ ክፍለጥ ተኻኢሉ ብመሰረት እቲ ጸንብጻብ እተን በዚ መገዲ እዚ ኣገልግሎ ዝህባ ማእከላት ጥዕና ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ቁጽሪ ጠጠቀምቲ ከምዝበዝሑወን ይሕብራ። ብመገዲ ቪድዮ ቆጸራ ብማሓዝ ምስ ሓካይምካ ምርኻብን ኣገልግሎት ጥዓና ምርካብን፣ ልሙድ እኳ ኮይኑ እንተጸንሐ ሕጂ ግን ቁጽሪ ተገልገልቲ ብ 66 ሚእታዊት ምዕባዩ
ይሕበር። ምስኡ ብምትሕሓዝ ብመገዲ 1177.ሰ ኣቢሉ ዝግበር ምሕዳስ ናይ መድሃኒት ወረቀትን ትእዛዝን እዉን ብኡ መጠን ከምዝዓበየ ጸብጻብ ኣገልግሎ ዜና ተተ የመልክት።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com