Monday , May 20 2024
Johan Nilsson / TT /

ኣብ ቬስትሮስ ዕጡቓት ጒሒላታት ቤት ትምህርቲ ራስዮም።

ፖሊስ ሽወደን ኣብ መምሃሪ ክፍሊ ቫስትራስ ኣትዮም ብስሕለት ተማህሮ ብምፍርራህ ኮምፕዩተራት ዝሰረቚ ኽልተ ዕጡቓት ጒሒላታት ኣብ ምህዳን ከም ዝርከቡ ገሊጾም።

ትማል ሰኑይ ሰዓት 1:36 ድሕሪ ቀትሪ ካብ ከባቢ ቫስትራስ Rudbeckianska ጒሒላታት ኮምፕዩተራት ሰሪኦም ኣብቲ ቦታ ከም ዝሃደሙ መጸዋዕታ ከም ዝመጾም ፖሊስ ሓቢሮም ኣለዉ። እቶም ጒሒላታት ስሕለት ተጠቒሞም ተመሃሮ ብምፍርራህ ነተን ኦምፕዩተራት ምስ ሰረቑ መማህራን እናጓየዩዎም ካብቲ ቦታ ከም እተሰወሩ ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ንመሰኻኽር ብምጥቃስ ጸብጺባ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com