Tuesday , May 21 2024
Center Party leader Annie Lööf. Foto: Jonas Ekströmer/TT kod 10030

ኣኒ ሉፍ፡ “ዝመጽእ መንግስቲ ኣብ ምቛም ወሳኒ ረቛሒ ኢና”

ክሊማዊ ለውጢ ምብዳህ ኣዝዩ ኣገዳሲ መንግስታዊ ዕማም ኣብ ልዕሊ ምዃኑ፡ ሽወደን ድሕሪ ምርጫ ጽኑዕን ርጉእን መንግስቲ ንኽህልዋ ወሳኒ ረቛሒ እዩ፡ ክትብል መራሒት ማእከላይ ሰልፊ ኣኒ ሉፍ ገሊጻ። ሬድዮ ሽወደን ሓደ ወርሒ ተሪፍዎ ዘሎ ሓፈሻዊ ምርጫ ሽወደን ምኽንያት ብምግባር፡ ምስ ሸሞንቲአን ሰልፊታት ባይቶ ቃለመሕትት ክትገብር ምጽንሓ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ኣብቲ ቃለመሕትት ሉፍ “ ንሕና ኣብ ወሰን ዘሎና ሰልፊ ኣይኮንናን፡ ኣብ ማእከል ኢና ዘሎና፡ ዝመጽእ መንግስቲ ኣብ ምቛም ከኣ ወሳኒ ረቛሒ ኢና” ክትብል ገሊጻ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com