Tuesday , May 21 2024
Magdalena Andersson presents a new jobs policy, which the Social Democrats' Congress will decide on.

ኣንደርሾን፡ “ሽወደን ን ቱርክ ዝኣተወላ መብጽዓ ክትትግበር እያ”።

ሽወደን ንሕቶ ኣባልነት ኔቶ ኣመልኪታ ን ቱርክ ዝኣተወላ መብጽዓ ክትትግበር ምዃና ቀዳመይቲ ሚኒስተር ማግዳሌና ኣንደርሾን ገሊጻ። ኣንደርሾን ምስ ቻንስለር ጀርመን ኦላፍ ሹልዝ ኣብ ዝሃበቶ ጋዜጣዊ ዋዕላ ዝሓለፈ ሰሙን ናብ ቱርክ ኣሕሊፋ ዝሃበቶ ሰብ ምስ “ኣህጒራዊን ናይ ሽወደንን” ሕጊታት ብዝቃዶ ኣገባብ ምዃኑ ገሊጻ’ላ። ሾልዝ ኣቐድም ኣቢሉ ምስ ኣንደርሾን ኣብ ስቶክሆልም ኣብ ዝገበሮ ልዝብ ንቱርክ ሓዊስካ ሸብዓተ ሃገራት ን ሕቶ ኣባልነት ሽወደንን ፊንላንድ ገና ከጽድቓ ድሉዋት ምህላወን ምግላጹ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ’ላ።

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com