Monday , May 20 2024

ኣን ሊንድ ” ከም ድላይካ ምጒዓዝ ኣይክህሉን እዩ” ኢላ።

ሚኒስተር ወጻኢ ጒዳያት ክሳብ ወርሓ ሰነ ሰባት ኣድላዪ ካብ ዘይኮነ ጒዕዞ ክቚጠቡ ኣተሓሳሲባ። ነዚ ዝምልከት ሓድሽ ውሳነ ኣብ ዝመጽእ ክልተ ሳምንቲ ክወሃብ ምዃኑ ድማ ኣመልኪታ። ከም ድላይካ ምጒዓዝ ኣይክህሉን እዩ ድማ ኢላ። ኣብ መጋቢትን ግንቦት ልዕሊ ሓምሳ ሽሕ ዝኾኑ ሰባት ናብ ዓዶም ክጐዓዙ ከም ዝደልዩ ምምልካቶም ድማ እታ ሚኒስተር ኣብሪሃ። ክሳብ ሕጂ 7ሽሕ ዝኾኑ ሽወደናውያን ናብ ዓዶም ምምላሶምን 17 ነፈርቲ ሽወደን ኣብዚ ምውፋረንን ዝገለጸት ሊንድ ሕጂ ዝተረፉ ኣብ ሃገረ ጋምቢያ ዘለዉ እዮም፥ ንሳቶም ድማ ኣብዚ ሰሙን ክነምጽኦም ንጽዕር ኣሎና ክትብል ን ዊኬንድ ስቱድዮ ሓቢራ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com