Tuesday , May 21 2024
The focus should be on vaccinating all those who have not yet received two doses, not offering third doses, according to the authorities. Photo/Alvaro Barrientos) AB109

ኤውሮጳዊ በዓል መዚ መድሃኒት፤ ሳልሳይ እብረ ክታበት ኣየድልይን እዩ ይብል

ኣብዚ ሕጂ እዋን፤ ሳልሳይ እብረ ክታበት ዘይኮነ፤ ኩሉ ሰብ፤ ክልተ እብረ ክታበት ከም ዝኽተብ ምግባር እዩ ዘገድሰና ክብል በዓል መዚ መድሃኒትን ማእከል ምክትታል ሕማማት ኤውሮጳ ገሊጾም ክብል ማዕከን ዜና ተተ ሓቢሩ።
በዓል መዚ ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ሽወደን፤ ነቶም ኣብ ጉጅለ ተኣፈፍቲ ክፋል ሕብረተሰብ ዝርከቡ ሰባት፤ ሳልሳይ እብረ ክታበት ንክወሃቦም ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ ሓሳብ ኣቕሪቡ ምንባሩ ይዝከር።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com