Tuesday , May 21 2024
Vidar Ruud / NTB scanpix / TT

ኤውሮጳዊ ናይ ልኽፈት በዓልስልጣን፥ ምዕጻው ዶባት ጥቕሚ የብሉን ይብል።


ነብሰ-ምውሻብ ነቲ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ደሪቱዎ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኮይኑ።ኤውሮጳዊ ናይ ልኽፈት በዓልስልጣን፡ ምዕጻው ዶባት ንምድራት ኮሮና ብቑዕ ኣይኮነን ብምባል ንክኽፈት ይሓትት። እተን ንለበዳ ኮሮና ዝዓገታ ሃገራት፡ እተን ነብሰ-ምውሻብ እተጠቕማ ኢየን ብምባል ኣስሚሩሉ።
ዮሰፕያንሳ፡ ናይቲ ኮሚሽን ተመራማሪት ሕማም ለበዳ፡ ምዕጻው ብሎኮታት መፍትሒ ከምዝይኮነ ብምግላጽ ነቲ ኣብ መንጎ ሃገራት ዚካየድ መገሻታት ብምዕጻው እቲ ለበዳ ደው ከም ዚብል ዘረጋግጽ መርትዖ የለን … እቲ ቫይረስ ዶባት ኣየለልን ኢዩ፡ ስለዚ ለበዳ ምስ ዚህሉ፡ ምዕጻው ዶባት ቀዳምነት
ኪውሃቦ ኣየድልን ብምባል ድማ ትድምድም።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com