Tuesday , May 21 2024
Jessica Gow/TT

ኤጀንሲ ማሕበራዊ ውሕስነት፡ ልዕሊ 20% ክፍሊት መልዕሎ ብጌጋ ምፍጻሙ ተገሊጹ።

ልዕሊ 20% ካብቲ ኤጀንሲ ማሕበራዊ ድሕነት ዝፈጸሞ ናይ መልዕሎ ክፍሊታት ብጌጋ ዝተገብረ ምኹኑ ተገሊጹ። ዝበዝሐ እዋን ሰራሕተኛ እዚ ትካል ግጒይ ሓበሬታ ብምትሕልላፍ ናይ ዝንቀሳቐስ ወይ ለውጢ ኣታዊ ንዝገበረ ሰብ መሰል መልዕሎ ክጽሎ ከም ዝገብር እቲ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።

“ነፍስ ወከፍ እንፍጽሞ ጌጋታት፡ ንውልቀ-ሰብን ሃገርን ጸገም የስዕብ ምህላዉ ንግንዘብ ኢና” ክብል ኣብቲ ኤጀንሲ ሓላፊ ስርሒታት
ፍረደሪክ ፋልክ ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com