Monday , May 20 2024

ኩባንያ ትራንስፖርት ስቶኮልም SL ንግዚኡ መስርሕ ምቑጽጻር ትኬት ደው ከምዘበሎ ሓቢሩ።

ን ከተማ ስቶኮልም ኣብ መዳይ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ዝነጥፍ ኩባንያ SL ብ ኣባልቱ ዝግበር ዝነበረ መስርሕ ሙቑጽጻር ትኬት ብ ምኽንያት ምግታእ ለበዳ ኮርኖ ቫይረስ ደው ከምዘበሎ ሓቢሩ። እዚ ናብ ነፍሲ ወከፍ ሰብ እንድኸድካ ዝግበር ዝነበረ መስርሕ ምቑጽጻር ትኬት ቀንዲ መንገዲ ምትሕልላፍ እዚ ቫይረስ ክኽውን ከምዝኽእል ብምእማን ን ድሕነት ኣብላቱን ህዝብን ብምባል ንግዚኡ ከምዘቛረጾ ኣካይድቲ ኣዚ ትካል ዝሕብሩ ዘለዉ። ኣብ ነብሲ ወከፍ መንገዲ ባብር ተተኺሎም ዘለዉ ግብ ከምቀድሙ ኣገልግሎት ከምዝህቡ ወሲኹ ይገልጽ እዚ ሓበሬታ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com