Tuesday , May 21 2024

ክለብ ቸልሲ ንሓደ ደጋፊኣ ናይ ዕድመ ልክዕ እገዳ ገራትሉ!!

ኢንግሊዛዊት ክለብ ቸልሲ ኣብ ልዕሊ ኢንግሊዛዊ ተጻዋታይ ክለብ ማንቸስተርሲቲ ዝኾነ በራሂም ስተርሊንግ ናይ ዓለትነት ጽተጻረፈ ደጋፊኣ ዕደመ ልክዕ ናብ ሜዳ ኣትዩ ጸወታ ከይከታተል ኣጊዳቶ። እዛ ክለብ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ሜድኣ ስታንፎርድ ምስ ማንቸስተር ሲት ኣብ ዝነብራ ጸወታ ፕሪመርሊግ እዩ እዚ ደጋፊ ዓለትነት ዝተሐወሶ ጸርፊ ኣብ ርእሲ እዚ ተጻዋታይ ዘውረደሉ።

ከምተወሳኺ እዉን ኣብ ካልኦት ሓሙሽተ ደገፍቲ ተመሳሳሊ መቕጻዕቲ ንምውሳድ ኣመጽናዕቲ ከምዘላ ብምግላጽ ን ዓለትነት ን ምውጋድ እዛ ክለብ ኣበርቲዓ ከምትሰርሕ ኣካይደቲ እዛ ጋንታ ገሊጾም።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com