Tuesday , May 21 2024

ወሰኽ ዋጋ ጸዓት ሻቕላ ከም ዝፈጠረሎም ኣፍረይቲ መግቢ ገሊጾም።

ቅድሚ ኣየትን ዊንተርን ተኸሲቱ ዘሎ ልዑል ወሰኽ ጸዓት ኤለትሪክ ን ኣፍረይቲ መግቢ ከም ዘሻቐሎም ን ፈደረሽን መግቢ ሸወደን ብምጥቃስ ሬድዮ ሽወደን ሓቢራ። ዋጋ ጸዓት ኤለትሪክ ኣብ ዝሓለፈ ኣየት ሓሙሽተ ዕጽፊ ምውሳኹ፡ ንመኽሰብ ኲባንያኦም ኣዝዩ ጸልዩዎ ምህላዉ፡ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ኲባንያ ምስንካት ሕብስቲ ፓገን ኣንደርሽ ካርልሰን የርንዳል ገሊጹ’ሎ።

መንግስቲ ነተን ልዑል ወጻኢ ጸዓት ዘለወን ስድራቤታትን ኲባንያታትን ክዓድየን ሰልፊታት ፖለቲካ ሽወደን እማመ ምቕራበን ዝፍለጥ እዩ።

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com