Tuesday , May 21 2024

ጒዳይ መሬት ኣብ ሕቶ ክሊማ ዕንቅፋት ይኸውን ምህላዉ ተሓቢሩ።

ብርክት ዝበላ ምምሕዳራት ከተማ፡ ከም ብርቱዕ ዝናብ ንዝመሰሉ ጽንኲር ክሊማዊ ለውጢታት ንምልምማድ ዘኽእል ስራሕ ይዓማ ምህላወን፡ እንተኾነ ግና እዘን ምምሕዳራት ነዚ መምርሒታት ኣብ ካልኦት ምምሕዳራት ከተማ ኮነ ወነንቲ መሬት ከተግብራ ዘይፍቀደለን ምዃኑ ብድሆ ፈጢሩ ምህላዉ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ።

እዚ ዕማም፡ ፍሉጥ ዶብ ምምሕዳራት ከተማ ሰጊሩ ንስፍሕ ዝበለ ከባቢን ወንነቲ መሬትን ዝዝርጋሕ ምስ ዝኸውን፡ ሽግራት የጋጥሞ ኣሎ ክትብል፡ ኣብ ኤጀንሲ ክሊማ ሽወደን መርማሪት ክሊማዊ ምልምማድ ተረሳ ሾበርግ ኣረዲኣ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com