Monday , May 20 2024

ፍጡን ክትባት ሰዓል ሓደጋ ሞት ሕሙማት ድኻም ልቢ ከጒድል ከም ዝኽእል ተገሊጹ። https://sverigesradio.se/artikel/quick-flu-shot-for-heart-attack-patients-could-save-lives-down-the-track ፍጡን ክትባት ሰዓል ንሕሙማት ድኻም ልቢ ከድሕን ከም ዝኽእል፡ እንተኾነ ግና እዚ ስሩዕ ናይ ክትባት መስርሕ ካብ ዞባ ናብ ዞባ ከም ዝፈላለ ተሓቢሩ። ንኣብነት ኣብ ስቶክሆልምን ኦረብሮን ተሓከምቲ ኣብ ሆስፒታል እናሃለዉ ክኽተቡ እንከለዉ ኣብ ኡፕሳላ ግና ናብ ማእከል ክንክን ጥዕና ክበጽሑ ይንገሮም ኣሎ ተባሂሉ። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሆስፒታል ኦሬብሮ ዝሰርሕ ፕሮፌሰር ኦለ ፍሮበርት፡ ኣብ ድኻም ልቢን ዓባይ ሰዓልን መጽናዕቲ ድሕሪ ምክያድ፡ ሕሙማት ድኻም ልቢ ኣብ ሆስፒታል እናሃለዉ እዚ ክትባት ክወሃቦም እንተተጌሩ ኣብ ዝቕጽል ዓመት በዚ ሕማም ክስዕብ ዝኽእል ሓደጋ ሞት ብ 40% ክጐድል ከም ዝኽእል ገሊጹ’ሎ–ብመሰረት ጸብጻብ ሬድዮ ሽወደን።

ፍጡን ክትባት ሰዓል ንሕሙማት ድኻም ልቢ ከድሕን ከም ዝኽእል፡ እንተኾነ ግና እዚ ስሩዕ ናይ ክትባት መስርሕ ካብ ዞባ ናብ ዞባ ከም ዝፈላለ ተሓቢሩ።

ንኣብነት ኣብ ስቶክሆልምን ኦረብሮን ተሓከምቲ ኣብ ሆስፒታል እናሃለዉ ክኽተቡ እንከለዉ ኣብ ኡፕሳላ ግና ናብ ማእከል ክንክን ጥዕና ክበጽሑ ይንገሮም ኣሎ ተባሂሉ።

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሆስፒታል ኦሬብሮ ዝሰርሕ ፕሮፌሰር ኦለ ፍሮበርት፡ ኣብ ድኻም ልቢን ዓባይ ሰዓልን መጽናዕቲ ድሕሪ ምክያድ፡ ሕሙማት ድኻም ልቢ ኣብ ሆስፒታል እናሃለዉ እዚ ክትባት ክወሃቦም እንተተጌሩ ኣብ ዝቕጽል ዓመት በዚ ሕማም ክስዕብ ዝኽእል ሓደጋ ሞት ብ 40% ክጐድል ከም ዝኽእል ገሊጹ’ሎ–ብመሰረት ጸብጻብ ሬድዮ ሽወደን።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com