Tuesday , May 21 2024

ፕሪመርሊግ ኢንግሊዝ ሎሚ መጋረጅኡ ብምቕንጣጥ ንዓበይቲ ክለባት ማንቸስተር ዩናይትድን ቸልስን የፋጥጥ!!

ግጥም ፕሪመር ሊግ ኢንግሊዝ ዓመተ 2019/20 ሎሚ ምሸት ክለብ ሊቨርፑል ኣብ  ሜድኣ ኣንፊልድ ን ሎሚ ዓመት ካብ ተሓተዋይ ድቪዝዮን ሰገረት ክለብ ነርዊች ኣእንጊዳ ትገብሮ ጸውታ ብወግዒ ክጅምር እዩ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ዓመት ብዝግባእ ከምዝተዳለዉ ዝገልጽ ዘሎ ዓላሚ ሊቨርፑል ጀርገን ክሎቭ ነዛ ጽዋዕ ድሕሪ 30 ዓመታት ንምዕዋት ዝኽኣሎም ከምዝገብሩ ገሊጹ።

ዝተረፈ ጸወታታት ጽባሕ ቀዳም ዝቕጽል ኮይኑ

ማንቸስተር ሲቲ ምስ ዌስትሃብ፣ቶተንሃም ምስ ኣስቶንቪላ ዝርከብዎም ጽወታታት ክህሉ ከሎ ሰንበት ድማ ዓበይቲ ጋንታታት ማንቸስተር ዩናይትድ ምስ ክለብ ቸልሲ ብምርኻብ ኣርሰናል ምስ ኣስቶንቪላ ሌስተር ሲቲ ምስ ክለብ ዎልቭስ ገለ ካብ ተሃራፊ ይገብሮ


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com