Tuesday , May 21 2024
SYDNEY 2021-07-15. Några få människor är ute och rör på sig på gåbron Pyrmont Bridge i centrala Sydney.

ፖላንድ፡ ፍርያት ኩባንያ ፋይዘር ዝኾነ ክታበት፡ ንኣውስትራልያ ሰዲዳ

ሃገረ ኣውስትራልያ፡ ሓደ ሚልዮን ብልቃጥ ክታበት ፋይዘር፡ ካብ ሃገረ ፖላንድ ኣውሒሳ ምህላዋ ማዕከን ዜና ተተ ገሊጹ።

ፍርያት ኩባንያ ፋይዘር-ቢዮንቴክ ዝኾነ ክታበት፡ ካብ ትማሊ ሰንበት ጀሚሩ ናብ ኣውስታራልያ ምብጽሑ ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር፡ ስኮት ሞሪሶን፡ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢሩ።

እዚ ዝተጠቕሰ ክታበት፡ ነቶም ኣብ ከባቢ ሲድኒ ዝርከቡ ኣብ ክሊ ዕድመ 20 ክሳብ 39 ዓመት ዘለዉ ተነቀፍቲ ክፋል ሕብረተ ሰብ ወሃብ ክታበት ከኸውን እዩ።

ምስፍሕፋሕ መልከፍቲ ኮሮና ኣብ ኣውስትራልያ፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ከተማ ሲድኒን ከባቢኣ ዘለዋ ዓድታትን፡ ብሰንኪ ደልታ ዝተባህለ ጅር ኮሮና፡ ዝተኸስተ ምዃኑ ጸብጻባት ጥዕና’ታ ሃገር ይሕብሩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com