ገለ ካብ ናይ ሎሚ ኣርእስታት ዜና፡
1. ብሃገር ደረጃ ንህጹጹ እዋን ተባሂሉ ከገልግል ዝጸንሐ መክዘን ናዉቲ ሕክምና ምዕጻዉ ጌጋ ምንባሩ ተሓቢሩ።
2. ኣብ ሽወደን ሕጽረት መድሃኒት ከምዘየለ ባዓል መዚ ምክትታል መድሃኒት ብወግዒ ገሊጹ።
መደባትና ብሰፊሕ ንምክትታልን ከምኡ እዉን፣ ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ንምርካብ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ።