ሕግን ሕብረተሰብን ውህደት ዜና ብናይ ግዳም ምዕማጽ እተታሕዘ ሰብ Khaled Abdu October 19, 2018 ሓደ 30 ዓመት ዝዕድመኡ ሰብኣይ ንሓንቲ ኣብ ጥቓ ቦልነስ ሀልሲንግላንድ እትነብር ሰበይቲ ብምዕማጽ ከም እተታሕዘ ማዕከናት ፖሊስ ይሕብሩ። እቲ ዓመጽ ኣብ ግዳም እዩ ተፈጺሙ፡ እቲ ሓበሬታ ድማ ፍርቂ ለይቲ ተላኢኹ። እታ 50 ዓመት ዝዕድመኣ ሰበይቲ ናብ ሆስፒታል ተወሲዳ። ብመሰረት ፖሊስ፡ እታ ሰበይቲ ነቲ ሰብኣይ ካብ ቀደም ትፈልጦ እያ። እቲ ገበነኛ ተኣሲሩ ኣሎ። Continue Reading Previous: ጥርጡር ቀታል ጋዜጠኛ ናብ ሃገሩ ይጥረዝNext: ኣብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ፡ ፍርቀን ኣንስቲ ኮይነን Related Stories ሱዳን፥ ስርሓት ሩስያ ዝኾነት ነፋሪት ካርጎ ተሃሪማ ወዲቓ ዜና ሱዳን፥ ስርሓት ሩስያ ዝኾነት ነፋሪት ካርጎ ተሃሪማ ወዲቓ October 23, 2024 ፊንላንድ ኣብ መስከረም 2024 ሽቕለት ኣልቦነት ይውስኽ ዜና ፊንላንድ ኣብ መስከረም 2024 ሽቕለት ኣልቦነት ይውስኽ October 23, 2024 ቦምባታት ኢድ ብብዝሒ ኣብ ጠቕሚ ይውዕሉ ዜና ቦምባታት ኢድ ብብዝሒ ኣብ ጠቕሚ ይውዕሉ October 23, 2024