Friday , May 17 2024
Swedish Defense Minister Peter Hultqvist, left, and Finnish Defense Minister Antti Kaikkonen at a news conference before Russia's invasion of Ukraine. Credit: Anders Wiklund/TT

ሃገራት ኖርዲክ፡ ኲናት ዩክሬይን ምስ NATO ዘለወን ዝምድና ዳግመ ግምት ክገብራሉ ይድርኽ ኣሎ ተባሂሉ። 

ሽወደን ትዂን ፊንላንድ ኣባላት NATO ኣይኮናን፡ እንተኾነ ግና ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ብሩስያ እተገብረ ወራር ምስቲ ወተሃደራዊ ኪዳን ዘለወን ዝምድና ዳግመ ግምት ንኽገብራሉ ይድርኸን ምህላዉ ተገሊጹ። ሽወደን ኣባል ኔቶ ትዂንዶ ኣይትዂ ዝብል ክትዕ ብፍላይ ኣብ ሽወደን ተበራቲዑ ይቕጽል ምህላዉ ዝፍለጥ ኮይኑ ፊንላንድ ግና ምስቲ ኪዳን ዘለዋ ዝምድና እናተረረ ይመጽእ ምህላዉ ጸብጻብ ሬድዮ ሽወደን ኣመልኪቱ። በዚ ድማ ሽወደን ኣሰር ጐረቤታ ፊንላንድ ትስዕብዶ ትኸውን ዝብል ሖ ኣልዒሉ ምህላዉ ይግለጽ ኣሎ። ቀዳመይቲ ሚኒስተር ሽወደን ማግዳሌና ኣንደርሾን ንጸጥታን ድሕነትን ብዝበለጸ ከውሕስ ዝኽእል ዝኾነ ኣገባብ ንምትግባር ድሕር ከም ዝይትብል እያ ትገልጽ። 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com