Saturday , May 18 2024
Duygu Getiren/TT Näringsminister Karl-Petter Thorwaldsson (S) vill att de nordiska länderna hittar en gemensam lösning för att utveckla vacciner. Arkivbild.

ሃገራት ኖርዲክ ብሓባር ክትባት ከፍርያ እየን። 

ዝሓለፈ ዓመት ንክትባት ኮቪድ-19 ንመዓልታት ድሕሪ ምጽባይ ሽወደንን ጎረባብታ ዝኾና ሃገራት ኖርዲክ ኣብ መጻኢ ክኽሰት ዝኽእል ለበዳ ንምክልኻል ናይ ባዕለን ናይ ሓባር ክትባት ዘፍሪ ትካል ንምህናጽ ሃቐና ከም ዘለወን ተገሊጹ። 

ክሳብ ዝመጽእ ወርሓ ግንቦት ናይ ተደማዓይነት መጽናዕቲ (feasibility study) ክውዳእ እዩ ተባሂሉ’ሎ። 

“ኣብ ቀጻሊ ለበዳ ምስ ዝለዓል እዩ ንዜጋታትና ብዝቐልጠፈ ክትባት መታን ክንቅርብ ዓቕምና መታን ክሕይል ብምባል ኢና ነዚ ሓሳባት ኣንቂልናዮ ዘሎና ” ክብል ሚኒስተር ንግድን ኢንዱስትሪን ካርል-ፒተር ቶርዋልድሰን ን ወኪል ኤና TT ሓቢሩ’ሎ። 

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com