Saturday , May 18 2024
(Johanna Geron/Pool via AP)

ሃገራት ኣውሮጳ፡ ኣባልነት ሽወደንን ፊንላንድን ንምስላጥ ይንቀሳቐሳ ምህላወን ተገሊጹ።

ቱርኪ፡ ሕጂ’ውን ን ሕቶ ኣባልነት ኔቶ ሽወደንን ዴንማርክን ምቅዋም ቀጺላ’ላ ተባሂሉ። እንተኾነ ግና፡ ኣብ ካልኦት ኣባል ሃገራት ዘሎ ደገፍ ዓብዪ ምዃኑን፡ ብርክት ዝበላ ድማ እዚ ኣባልነት ናይ ምስላጥ መስርሕ ይተሓጋገዛ ምህላወን ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ።”ከም መርኣያ ናይዚ መንግስቲ ኤስቶንያ ፊንላንድን ሽወደንን ኣባላት ኔቶ ክኾና ከም እትድግፍ” ቀዳመይቲ ሚንስተር ኤስቶንያ ጃያ ካላስ ሎሚ ገሊጻ’ላ። ብዘይካዚ፡ ሊቱዌንያ እውን ነዚ መስርሕ ንምቅጣፍ ምኽታም ንድፊ ፕሮቶኮል ጀሚራ ምህላዋ ተፈሊጡ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com