Friday , May 17 2024

ሃገራዊ ስትራቴጂ ምምርማር ኮሮና ኣብ ሓካይም ኣቶኪሩ ከም ዝጅምር ይሕብር።

ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና መንግስቲ ሃገራዊ ስትራቴጂ መርመራ ኮሮና ከዳሉ ከም ዝግባእ ትማሊ ብሰሉስ ሓቢሩ’ሎ።፡ እዚ ዝኸውን ዘሎ መራሕቲ ሰልፊታት ኣብ ባይቶ ድሕሪ ምርኻቦም ኮይኑ ኡልፍ ክሪኣተርሰን ነቲ ዜና ናብ ኣገልግሎት ዜና TT ክባጻሕ ምግባሩ ተፈሊጡ። ንሱን ከምዝሓበሮ ሰልፊ ቬኒስተርን ሞድራትናን ዝያዳ መርመራ ንክግበር ድፍኢት ይገብሩ ምህላዎም ድማ ኣመልኪቱ። ሰባት ናይ ፋስጋ ጒዕዞ ካብ ምግባር ክቚጠቡ ድም ኣተሓሳሲቡ’ሎ። ኣብ ሽወደን ተወሰኽቲ 34 ሰባት በዚ ቫይረስ ምሟቶምን ጠቕላላ ቊጽሪ ናብ 180 ምድያቡን ሓደስቲ ትሑዝት ድማ 4400 ምብጽሑን ተመልኪቱ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com