Friday , May 17 2024
Claude Paris/TT

ሃገርዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ሽወደን ተዓዋቲት ነሓስ መዳልያ ኮይና!!

ኣብ ተወሳኪ ደቒቕ ብ ሃገራዊት ጋንታ ሆላንድ ብዝተመዝገበታ ሸቶ ካብ ግጥም ዋንጫ ዝተዓንገጸት ሃገርዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ  ሽወደን ሎሚ ን ሃገርዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢንግሊዝ 2ብ 1 ብምርታዕ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ  ታዓወቲት ነሓስ መዳልያ ኮይና።

ሃገርዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ሽወደን መበል 11 ደቒቕ ካብ ኣስላኒ ከምእውን ኣብ መበል 22 ካብ ሶፍያ ጃኮብሶም ነታ ኣብ መበል 31 ካብ ፍራን ኪርቢ ሓንቲ ሸቶ ዝረከበት ሃገርዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢንግሊዝ ክትረትዓ ዝኸኣለት።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com