መንግስቲ ቱርኪ፡ ነቲ ኣባልነት ፊናልንድን ሽወደንን ኣብ ኔቶ ኣመልኪቱ ዘውጽኦ ተቓውሞ ምኽንያት ብምግባር፡ ልኡኻት ሽወደንን ፊንላንድን፡ ሎሚ ምስ ሰብመዚ ቱርኪ ሎሚ ኣብ ኣንካራ ከም እተራኸቡ ተገሊጹ። ፊንላንድን ሽወደንን ናይ ኣጽዋር እገዳአን ከውርዳ፡ ከምኡውን ን “ግብረሽበራውያን’ ዝበለቶም ውድባት ዝህባኦ ደግፍ ደው ከብላኦ ከም እትደሊ’ መንግስቲ ቱርክ ክገልጽ ምጽንሑ ዝፍለጥ እዩ።