Sunday , May 19 2024

ሎሚ ሰኑይ ሓያል ኣውሎ ንፋስን በረድን ክህሉ ሙዃኑ የጠንቅቕ።

ሓያል ኣውሎ ንፋስ ኣብ ማእከላይ ሽወደን ከምእውን  ሓያል በረድ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ሽወደን ስለዝክሰት ኩሉ ሰብ በብዘለዎ ጥንቃቐ ክገብር ክፍሊ ሜትሮሎጆ ሽወደን መልእክቲ የመሓላልፍ።

ዝተረፈ ክፋል ሽወደን ግን ብጸሓይ ዝተዓብለለ ኩነታት ኣየር ክህሉ ሙዃኑ ወስኹ ይትነበ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com