Monday , May 20 2024
Credit: Pixabay

ሓረስቶት ሽወደን ውጥናት ጸረ-ባልዕ ሕብረት ኤውሮጳ የሻቕሎም።

ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ክሳብ 2030 ምጥቃም ጸረ-ባልዕ ብፍርቂ ክንኪ ክብል ብ ኮሚሽን ኤውሮጳ ዝቐረበ እማመ፥ ኣብ
ሓረስቶት ሽወደን ስክፍታ ፈጢሩ። ዮሃን ሊንድግረን ሓደ ካብቶም በቲ ውጥን ዝተጨነቑ ሓረስቶት እዩ።
"በዚ ሎሚ ብዘይ ጸረባልዕ ኣብዚ ቀውዒ ኣዝመራ ክንሓፍስ ክንሽገር ኢና። እዚ ምጒዳል ጸረባልዕ ዝበሃል ዘሎ ጒዳይ ከቢድ'ዩ፡
ኣዝመራና ካብ 20 ክሳብ 30% ክጐድል ዝገብርዩ ክብል ኣብ ቫለንቱና ካብ ዝርከብ ሕርሻኡ ን ሬድዮ ሽወደን ገሊጹ።

 

Credit: Pixabay

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com