Friday , May 17 2024

ሓደ መንእሰይ ብልዑል ፍጥነት መኪና ብምዝዋሩ ናብ መጋባእያ ቀሪቡ!!

ሓደ 32 ዝዕድሚኡ መንእሰይ ኣብ ናይ 70 ኪ.ሜ ኣስፋልት ብ 152 ኪሎሜትር ፍጥነት መኪና እናዘወረ ተታሒዙ ናብ መጋባእያ ምቕራቡ ተገሊጹ። እዚ መንእሰይ ዝሓለፈ መጋቢት ኣብ ዮተበሪ ከባቢ ኩንግስባካ እዩ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ ኔሩ።

ብመሰረት ኣገልግሎት ዜና ሽወደን TT ፖሊስ ነዚ መንእሰይ ናይ መዘወሪ ፍቓዱ’ኳ እንተመንዝዕዎ ድሕሪ ሰሙን እናዘወረ እዩ ደጊሙ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ። እዚ መንእሰይ ናብ መጋባእያ ቫርገርግ ምቕራቡን ገበኑ ምእማኑን ተገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com