Saturday , May 18 2024

ሕርያ ንቡልጽ ኣሰልጣኒ ኤውሮፓ

ውድድር ን ቡልጽ ኣሰልጣኒ ኤውሮጳ ብ ጀርመናውያን ኣስልጠንቲ ዝተዓብለለ ኮይኑ፣ ንሳቶም ድማ ን ሊቨርፑል ድሕሪ 30 ዓመታት ተዓዋቲት ፕሪመርሊግ ክትዓተር ዝኽኣላ የርገን ግሎቭ፣ ሃንስ ፍሊክስ ንክለብ ባየር ሙንኽ ብዓብላልነት ጎብለል ቡንድሊጋን ቻምፒዮን ሊግን ክተከውን ዝመርሓ፣ ከምእውን ጁልየስ ነግልስማን ን ክለብ ኣርቢ ሊዝበግ ንመጀምርያ ግዜ ተሳታፊት ቻምፒኦን ሊግ ኣብ ርእሲ ምኻናን ስጋብ ፍርቂ ፈጻሜ ብምብጻሕ ተዛካሪት ጋንታ ብምስራሕን ዝነኣሰ ኣሰጣኒ ናብዚ ደረጃ ብምብጻሕ ሓድሽ ክብረ ወሰን ዝጸሓፈን እዩም።

እሞ ናብ መን ኾን ተቕንዕ?


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com