Sunday , May 19 2024
Naina Helén Jåma/TT, Johan Nilsson/TT

መርመራ TV4: “ሰልፊ ዴሞክራትና “ፋብሪካ ትሮል” ኣካይዶም እዮም”

ሰልፊ ዲሞክራሲ ሽወደን ቅድሚ ሓፈሻዊ ምርጫ ሽወደን 2018 ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ፕሮፖጋንዳ ንምፍራይን
ንምዝርጋሕን ዘኽእሎም ኣገባብ “ትሮል ፋክትሪ” ምትእትታዎም መደብ ቲቪ4 ካላ ፋክታ ኣቃሊዑ። እዚ ሰልፊ ስሞም ዘይተገልጸ
ናይ ማሕበራዊ መራኸቢታት ሕሳባት ምውጻእ ይቕጽሉ ከምዘለዉ እቲ መደብ ብተወሳኺ ሓቢሩ’ሎ። ኣካያዲ ህዝባዊ ርክባት
ናይቲ ውድብ፡ ነዚ ህዝባዊ ፖለቲካዊ ርእይቶ ንምዝባዕ ዝሰርሕ ኣገባብ ጨሪስና ኣይወዓልናዮም ኢላ ድሕሪ ምንጻግ ፡ ኣብ
ማሕበራዊ መራኸቢታት ግን ስሞም ዘይተገልጸ ሕሳባት ክህልዎም ከም ዝኽእል ኣረጋጊጻ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com