Saturday , May 18 2024

መሲን ክርስተያኖን ዘየካተተ ሕጸ ውድድር ንቡሉጻት ቻምፕዮንስ ሊግ 2019/20

ውድድር ቻምፕዮንስ ሊግ 2019/20 ክለባት ጁቨንትስን ባርሰሎና ካብ ትጽቢት ውጻኢ ብ ኣጉኡ ካብዚ ውድድር ብምእላየን ኣብ ሕቁፈን ዘልዉ ብሉጻት ተጻወቲ ብፍላይ ድማ መሲን ክርስትያኖ ሮናልዶ እዚ ዝለመድ ተወሓደ ኣብ ብሉጻት 11 ምእታው እንሆ ሎሚ ተሓሪምዋም ኣብ ክንድኦም ተሓቢኦም ዝነብሩን እዚ ዕድል ዝሳኣኑ ቡሉጻት ተጻወቲ ነዚ ዕድል በቒዕም። በዚ መስረት ናይ ሎም ዓመት ሕጹያት ቻምፕዮንስ ሊግ ኣብ መስመር ምጥቃዕ ን ሎዋንዶሎስኪን፣ ነይማርን ሚባፐ ዘካተተት ኮይና ነዚ ዝስዕቡ ይመስል።

ሕጹያት ንሓላው ልዳት

1) ማኑኤል ኑወር (ባየር ሙኒኽ)

2) ከይለር ናቫስ (ፒኤስጂ)

3) ያን ኦብላክ (ኣትለቲኮ ማድሪድ)

 ሕጹያት ንተኸላኻላይ

1) ኣልፎንሶ ደቪስ  (ባየር ሙኒኽ)

2) ጆሽዋ ኪሚች (ባየር ሙኒኽ)

3) ደቪድ ኣላባ (ባየር ሙኒኽ)

 ሕጹያት ንኣከፋፋሊ

1) ኬቨን ደቡረይና (ማንቸስተር ሲቲ)

2) ቶማስ ሙለር (ባየር ሙኒኽ)

3) ትያጎ ኣልካንትራ ((ባየር ሙኒኽ)

 ሕጹያት ንኣጥቅዓይ

1) ሮበርት ልዋንዶውስኪ (ባየር ሙኒኽ)

2) ነይማር (ፒኤስጂ)

3) ኪልያን ሚባፐ (ፒኤስጂ)


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com