Friday , May 17 2024
ቅርጺ ክሮና ቫይረስ ስእሊ፥ ማእከል ምክልኻል ሕማማት , EPA / TT

መነባብሮ ሽወደናውያን ነዚ ሕማም ንምስጋር ፍቱን ኣገባብ ክኸውን ይኽእል እዩ ተባሂሉ።

ብመስረት ጸብጻብ ቢቢሲ ማሕበራዊ ኮዳት ሽወደን ቅልውላው ኮሮና ንምዕጋት ኣገደስቲ ምዃኖም ካብ ቢቢሲ እተረኽበ ንውሕ ዝበለ ጸብጻብ ኣመልኪቱ። “ሽወደናውያን ምስ ሰብ ጥብቕ ኢልካ ኮፍ ምባልን ሃንደራእ ኢልካ ምስ ዘይትፈልጦ ሰብ ምዕላልን ኣየዘውትሩን እዮም” ድማ ኢሉ።፡

ጸሓፊት እዚ ጸብጻብ ሎላ ኣኪንማድ ኤከርስትሮም ሓንቲ ካብቶም ቃለመሕትት ዘካየዱ እያ። ሽወደናውያን ኮሮና ቫይረስ ቅድሚ ምምጽኡ ዝጸንሐ ትፍንትት ኢልክ ኮፍ ናይ ምባል ልምዲ ኣለዎም ድም ኢሉ። ምስዚ ኣመልኪቱ ቀዳማይ ሚኒስተር ሉፈን ክሳብ ኲሉ ገምግምት ዝወጽእ ንትንተና ኣይንተሃወኽ ኢሉ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com