Sunday , May 19 2024
Credit: Fredrik Sandberg/TT

መጠንቀቕታ ብርቱዕ ዝናብ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ሽወደን

ኣገልግሎት ኩነታት ኣየር ሽወደን–SMHI–ኣብ ሰፊሕ ክፋላት ማእከላይ ምብራቕ ሽወደን ብርቱዕ ዝናብ ክዘንብ ምዃኑ
ብምሕባር ብጫ መጠንቀቕታ ኣውጺኡ’ሎ። ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ንከተማታት ሁዲክስቫል፡ ፋሉንን ኖርታልየን ሓዊስካ ነጎዳ ዘሰንዮ
ብርቱዕ ዝናብ፥ ኣብ ሰፊሕ ከባቢታት ሽወደን ክጅምር ትጽቢት ተጌሩ’ሎ። እቲ መጠንቀቕታ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ኣሒዙ ክሳብ
ምሸት ኣብ ቦትኡ ክህሉ እዩ።

 

Credit: Fredrik Sandberg/TT

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com