Saturday , May 18 2024

መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ኣብ ኖርወይ

ኣብ ሃገረ ኖርወይ፡ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት፡ ብዘይ ለውጢ ይቕጽል ከምዘሎ ናቭ (Nav) ዝተባህለ ኖርወጃዊ ኤጀንሲ ኣብ ዘውጸኡ ጸብጻብ ገሊጹ።

ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን፡ ኣብ ሃገረ ኖርወይ፡ ልዕሊ 200 ሽሕ ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት ከምዘለዉ እዚ ድማ ንመጠን ሽቕለት ኣልቦነት ናይታ ሃገር ናብ 7.3% ኣብጺሕዎ ከምዘሎ ቤት ጽሕፈት ዕዮ ኖርወይ ሓቢሩ።

ሽወደናዊ ቤት ጽሕፈት ኣርቤትስፎርሜድሊን ትማሊ ዕለት 08/03/2021 ኣብ ዘውጸኦ ጸብጻብ፡ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ኣብ ሽወደን፡ 8.7% በጺሑ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።   


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com