Monday , May 20 2024
Credit: Fredrik Sandberg/TT

ሚኒስተር ፋይናንስ ሽወደን፡ ኣብ ባጀት ሓድሽ ናይ 40 ቢልዮን ክሮና ወጻኢ ክግበር እዩ።

መንግስቲ ዝቕጽል ወርሒ ኣብ ዝምደብ በጀት 40 ቢልዮን ክሮና ንዝግመት ሓድሽ ወጻኢታት ቦታ ክኸፍት ምዃኑ ገሊጹ። ኣባል ሰልፊ
ማእከላይ ከምኡ’ውን ሚኒስተር ፋይናንስ ኤልሳቤጥ ስቫንሰን ትማሊ ሓሙስ ኣብ ዝሃበቶ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ እቲ 40 ቢልዮን ክሮና ህሉው
ናህሪ ዋጋታት ንምውሳኽ ንብዙሓት ትካላት ንግዲን ስድራቤታትን ንምጥቃም ዝዓለመ ምዃኑ ሓቢራ’ላ። መንግስቲ ምስ ምንቊልቋል ቁጠባን
ኣብዚ ዓመትን ዝቕጽልን ሽቕለት ኣልቦነት ክውስኽ ምዃኑ እኳ እንተኣመነ፡ ኣብ 2025 ግን ገለ ምልክታት ምሕዋይ ክህሉ ምዃኑ እዩ
ዝገልጽ።

 

Credit: Fredrik Sandberg/TT

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com