Saturday , May 18 2024

ማንቸስተር ዩናይትድ እውን ናብ ዓመታዊ ዕረፍታ ኣምሪሓ

እታ እንኮ ኢንግሊዛዊት ክለብ ኣብ ኤውሮጳዊ ውድድራት ሰለይ ክትብል ዝጸንሔት ማን ዩናይትት በዚ ኣብዚ ኤውሮጳ ሊግ ሙኽርትን ዓብላሊት ኮይና ዘላ ስጳኛዊት ክለብ ስቪያ ካብ ድሕሪት ብምብጋስ 2 ብ 1 ተሰናብታ። ኣብዚ ግጥም ማንቸስተር ዩናይቲድ ዓብላሊትን ኣቀዲማ ብ ፍጹም ቅላዕ ብመንገዲ ብሩኖ ፈርናደስ ሽቶ ኣመዝጊባ እኻ እንተመርሔት፣ ድሕራ ብመንገዲ ሱሶን ሉክ ዲዮንግ ክልተ ሸቶታት ዝረኸበት ሰቪያ ብምዕዋት ኣብ መድረኽ ኤውሮጳዊ ሊግ ዓብላልነታ ኣረጋጊጻ።

ክለብ ሰቪያ ኣብ ታሪኻ ሰለስተ ግዜ ናብ ፍጻሜ ብምሕላፍ ኣብ 2013/14,2014/15,2015/16 ተዓዋቲ ዋንጫ ዝኸኣለት ጋንታ እያ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com