Friday , May 17 2024

ማንቸስተር ዩናይትድ ክብረወሰን ብዝሰበረ ተኸላኻላይ ኣፈሪማ!!

ኢንግሊዛዊት ክለብ ማንቸስተር ዩናይትድ  ን ኢንግሊዛዊ ተኸላኻላይ ሃሪ ምጉዌር ክብረወሰን ብዝሰብረ ዋጋ ብ 80 ሚልዮን ፓውንድ ካብ ክለብ ሌስተር ሲቲ ኣፈሪማ።

እዚ ወዲ 26 ዓመት ተኸላኻላይ ን 6 ዓመታት ምስ ክለብ ማንቸስተር ዩናይትድ ንክጻወት እዩ ክታሙ ኣንቢሩ ዘሎ። ሃሪ ምጉዌር ምስ ክለብ ሌስተር ስቲ ኣብ ዝጸንሓሉ ግዜ ካብ ዝተሰለፈሉ 76 ጸወታታት 5 ሸቶታት ብምቑጻር ኣብ የዕንቲ ዓበይቲ ጋንታ ብምእታው እዩ ነዚ ክብሪ ክበጽሖ ክበጽሖ ዝኽኣለ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com