Sunday , May 19 2024
Credit: Henrik Holmberg / TT

ምምሕዳራት ከተማ ሓደስቲ ኣጋይሽ ክንክን ምቕባል ከቋርጻ ይኽእላ እየን ተባሂሉ።

ናይ ዕረፍሪ ተቐማጦ ዘለዉወን ብርክት ዝበላ ምምሕዳራት ከተማ፡ ኣብዚ ሓጋይ ናይ ጥዕናን ድሕነትን ጉዳያት እንተተኸሲቱ፡
ዓመት ምሉእ ኣብኡ ዘይነብሩ ኣረጋውያን፡ ዘእትዉዎ ሕቶ ክንክን ክነጽጋ ከም ዝኽእላ ገሊጸን። ኣብዚ ምምሕዳር ከተማ ግቡእ
ሓገዝ ምሃብ ዝኣመሰሉ ጒዳያት ዝብሉ ብድሆታት ምህላዎም፥ በዚ ድማ ኩነታት ስራሕ እዞም ኣባይቲ ክንክን ኣብ ሃደጋ ክወድቕ
ከም ዝኽእል ተሓጋጋዚት ነርስ ኣኔት ሶደርበርግ ትገልጽ።
ኣብ ቦርግሆልም ኦላንድ 320 ሰባት ኣብ ኣባይቲ ክንክን ይረኽቡ፣ ሓደ ርብዒ ካብዚኦ ኣብ እዋን ሓጋይ ጥራይ ኣብኡ ዝነብሩ
ኮይኖም፥ ኣብቲ ዝተረፈ እዋን ኣብ ካልእ ቦታታት እታ ሃገር ዝቕመጡ እዮም።

Credit: Henrik Holmberg / TT

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com