Saturday , May 18 2024

ምምሕዳር ዮምትላንድ፡ ናይ መጀመርያ በረድ ናይዚ ወቕቲ ተአንግድ

ሎሚ ንግሆ፡ ኣብ ምምሕዳር ዮምትላንድ ዝርከብ ከባቢ ስቶርሊየን (Storlien)፡ 1 ሴንቲ ሜትር ቀጻላ ዘለዎ ናይ መጀመርያ በረድ ናይዚ ወቕቲ፡ ከምተራእየ ሬድዮ ሽወደን ሓቢሩ።

ኣብ ምምሕዳር ሄሪዳለን ዝርከብ ከባቢ ተንዳለን (Tänndalen) ውን በረድ ከምዝወረደ ተሓቢሩ።

በረድ ብምውራዱ ሑጉሳት ኢና፡ ንክረምቲ ውን ክንዳለወሉ ኢና ክብል ኣካያዲ ስራሕ ናይ ሓንቲ ኣብ ተንዳለን እትርከብ መደበር መንሸራተቲ በረድ፡ ራስሞስ ቤንት፡ ሓቢሩ።  


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com