Sunday , May 19 2024

ምስ ዝሓለፋ ዓሰርተ ዓመታት ብምንጽጻር ቊጽሪ ግዳያት ሓደጋ ትራፊክ 2019 ዝተሓተ ኔሩ ተባሂሉ።

ምስ ዝሓለፋ ዓሰርተ ዓመታት ብምንጽጻር ቊጽሪ ግዳያት ሓደጋ ትራፊክ 2019 ዝተሓተ ኔሩ ተባሂሉ። ብመሰረት ኣገልግሎት መጓዓዝያ ሽወደን ቊጽሪ ግዳያት ሓደጋ ትራፊክ ኣብ 2019 ኣስታት 223 ጥራይ ምንባሩን እዚ ድማ ካብ 1950 ታት ጀሚሩ ካብ ዝነበረ ኣሃዛት እቲ ዝወሓደ ምኳኑ እቲ ትካል ሓቢሩ። “በዚ እንኸዶ ዘሎና ኣብ 2020 ናብ 220 ጥራይ ከነውርዶ ኢና፥ እዚ ሸቶ ክንወቅዕ ግና ናይ ዝምልከቶም ኣካላት ምትሕብባር ከድልየን እዩ” ክብል ዳይረክተር ኤጀንሲ መጓዓዝያ ሽወደን ጆናስ ቤልፈንስታም ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢሩ’ሎ።

ዝርዝር ሓደጋ ትራፊክ ዝሓለፈ ዓመታት እነሆ።፡

2019: 223.

2018:324.

2017: 252.

2016: 270.

2015: 259.

2014: 270.

2013: 260.

2012: 285.

2011: 319.

2010: 266.

2009: 358.

2008: 397.

2007: 471.

2006: 445.


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com