Saturday , May 18 2024

ምኽርታት ስራሕ

– ኣብ ስራሕካ ሓላፍነት ከም ዘለካን ተሓታቲ ምዃንካን ኣይትዘንግዕ።

– ንስራሕካ ኣብ ግዜኡ ብምጽፋፍ ክትፍጽሞ ጸዓር።

– ንእትሰርሖ ስራሕ ኣትሒትካ ካብ ምርኣይ ተቖጠብ።

– ናይ ስራሕ ሰዓታት ኣኽብር።

– ንድኹም ጐንኻ ንምምዕባል ካብ ሰባት ንዝተዋህበካ ምኽሪ ብኽፉት ልቢ ተቐበል።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com