Sunday , May 19 2024
Credit: Pixabay

ምድኻም ባጤራ ክሮና ንኢንዱስትሪ ኣግራብ ሽወደን የደንፍዖ።

ምድኻም ባጤራ ክሮና ዋጋ መግቢ ንኽውስኽ ኣበርክቶ ክገብር እንከሎ፡ ነቲ 80 ሚእታዊት ዕንጸይቲ ናብ ወጻኢ ዝልእኽ ዓቢ
ኢንዱስትሪ ኣግራብ ሽወደን ግና ብኣንጻሩ ከም ዝድንፍዕ ጌርዎ’ሎ። ሃንስ ኣንደርሰን ዝተባህለ ኣብ ኤክስዮ ኣብ ዮንሾፒን ዝርከብ
ወናኒ ኣግራብ፡ ኣብ ዮንሾፒንግ ንዝርከብ ቻነል ሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ዕንጸይቲ ጽቡቕ ዋጋ የውጽእ ከምዘሎ ይገልጽ።
ሓላፊ ዕድጊ ሰንሰለታዊ ድኳናት ህንጻ ፒተር ስዮስትሮም፡ “ምድኻም ባጤራ ክሮና ን ንግድ ዕንጸይቲ ሽወደን ከም ዘድሓኖ ይዛረብ።
ብምኽንያት ሕሱር ዋጋኡ ኸኣ ምስ ናይ ፊንላንድን ጀርመንን መወዳድርቱ ብምንጽጻር ኣብ ዕዳጋ ተጠላቢ” ኮይኑ ምህላዉ ገሊጹ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com