Saturday , May 18 2024

ሩስያ ናይ መጀመሪያ ክትባት ኮሮና ቫይረስ ኣብ ጥቕሚ ኣውዒላ

ሩስያ ኣብ ዓለምና ናይ መጀምርያ ናይ ኮሮና ቫይረስ ክትባት ኣዳልያ ከምዝወደኤት ብመንገዲ ፕሬዘዳን እዛ ሃገር  ቭላድሚር ፑቲን ሓቢራ።

እዚ ፕሬዘዳንት ፑቲን ውሲኹ እዚ በክትባት ኣድላዪ መስርሕን ምድላዋትን ብምሕላፍ ውጽኢታዊ ክኸውን ከምዝኽኣለ ናይ መጀምርያ ኣብ ሰባት ብምፍታን ንጥቕሚ ዘውዓለት ክትከውን ኪኢላ  ክትብል መርበብ ሓበሬታ CNN ሓቢራ።

https://edition.cnn.com/world/live-news/coronavirus-pandemic-08-11-20-intl/h_01ce01c500e69970d35a4c02ea77d262?utm_term=link&utm_content=2020-08-11T09%3A28%3A31&utm_source=fbCNNi&utm_medium=social&fbclid=IwAR0MFugs1HTK-vJjVfflSZT6-4GvTrow1GXX9BykTw8poh_C4jb6b-ixEsY


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com