Sunday , May 19 2024

ርያል ማድሪድ ንመበል 34 ጊዚኣ ሻምፕዮን ላሊጋ ሳንታንደር ብምዃን ዘውዲ ደፊኣ።

ስጳኛዊት ክለብ ሪያል ማድሪድ ዋንጫ ላሊጋ ናይዚ ዓመት ተዓዊታ።

ሪያል፡ ንጋንታ ቪላሪያል 2 ብ 1 ድሕሪ ምስዓራ’ያ ድሕሪ ሰለስተ ዓመት ቻምፖዮን ናይቲ ሊግ ክትከውን በቒዓ ዘላ።

እታ ዘይነዲን ዚዳን ‘ዚኣሰልጣኒኣ ሪያል ማድሪድ ፡ ሓደ ግጥም ተሪፍዋ እንከሎ፡ 86 ነጥቢ ብምውህላል’ያ ተዓዊታ ዘላ።

እታ ኣብዚ ናይ ሎሚ ምሸት ጸወታኣ ብኦሳሱና 2 ብ 1 ዝተሳዕረት ባርሶሎና ድማ 79 ነጥቢ ብምሓዝ ካልኣይቲ ኮይና ኣላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com