Saturday , May 18 2024

ሮበርት ሊዋንዶዉስኪ ዝበለጸ ተጻዋታይ ቻምፒዮን ሊግ እዚ ሰሙን

ሊዋንዶዉስኪ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ’ዝ ተኻይደ ኣርባዕተ ውድድራት ቻምፒዮን ሊግ ን ካብ ነፍሲ ወከፍ ግጥማታት ብሉጻት ተጻወቲ man of the match ንዝተሰምዩ ክርስትያኖ ሮናልዶ ኣብ ግጥም ጁቨንቱስ ልዮን፣ ልዮነል መሲ ኣብ ግጥም ባርሶሎና ልዮን ከምእውን ካይል ወልከር ካብ ግጥም ማንቸስተር ሲቲን ርያል ማድሪድ ብምብላጽ ተሸላሚ ኮይኒ። ሊዋንዶዉስኪ ነዚ ክብሪ ክረክብዎ ዝኸኣለ ክለቡ ባየር ሙኒኽ ንቸልሲ ዓዲማ 4 ብ 1 ኣብ ዝሰዓረትሉ ክልተ ሸቶታት ብሽሙ ክለተ ድማ ንጎል ብምኽሻኑ እዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com