Monday , May 20 2024

ሰልፊ ሰንተር ንኣረጋውያን ዚምልከት ንጹር መምርሒ ይደልዩ።

ሰልፊ ሰንተር፡ ኣረጋውያን ከመይ ገይሮም ኮሮና ከይለኸፎምም ምስ ቤተሰቦምን ብጾቶምን
ኪራኸቡ ከም ዚኽእሉ መምርሒ ኪህብ ነቲ ወኪል ህዝባዊ ክንክን ጥዕና ኪሓቶ ሙዃኑ ይሕብር። ምክትል ሓላፊ ሰንተር ፓርቲ ኣንደሽ ዮንሶን ንራድዮ ሽወደን ከም ዝበሎ፡ እቲ ማሕበራዊ በይናውነት ንኣረጋውያን ካልእ ዘይተደልየ ሕማማት ከስዕበሎም ይኽእል እዩ።ንሱ ነቶም 70ን ካብኡ ንላዕሊ ዝዕድመኦም ሰባት ኣብ ግዜ ለበዳ ዘካይዱዎ ማሕበራዊ ርክባት ብዚምልከት፡ ንጹር መምርሒታት ኪወሃቦ ይደሊ፡ ይብል።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com