Saturday , May 18 2024
Credit: Fredrik Sandberg/TT
Credit: Fredrik Sandberg/TT

ሰልፊ ክርስትያናዊ ዴሞክራሲ ዓቢ ምንቁልቋል ደገፍየጋጥሞ

ኣብ መንግስቲ ካብ ዘለዋ ሰለስተ ሰልፍታት እተን ክልተክርስትያናዊ ዲሞክራሲ ሊበራላን ሎሚ ምርጫ እንተዝካየድ ናብ ባይቶ ንምእታው ካብ ዘድሊ ናይ 4% ደረጃ ንታሕቲ ይርከባ።እዚ ድማ ብመሰረት እቲ ብስም ኣግልግሎት ዜና ሬድዮ ሽወደንብኢንዲካተር ኦፒንዮን ዝተኻየደ ናይ ድምጺ ዳህሳስ እዩ።ብመሰረት እዚ ዳህሳስ ክርስትያናዊ ዴሞክራሲ 2.6% ድምጺኣመዚጊቦም ኣለዉ፡ እዚ መጠን ድምጺ ካብ ኩሎም ኣብ ባይቶዘለዉ ሸሞንተ ውድባት እቲ ዝወሓደ ደገፍ እዩ። ብኣንጻርዚ ጸጋማይ ሰልፊ 7.6%፡ ሰልፊ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ 38.6%፥ ሓምላይ 5.2%፥ ማእከላይ 4%፥ ሊበራል 3%፥ ክርስትያናዊ ዴሞክራሲ 2.6%፥ ሞደራትና 18.4%፥ ስውድን ዴሞክራትስ 19% ደገፍ ከም ዘለዎም ተፈሊጡ’ሎ።

Credit: Fredrik Sandberg/TT
Credit: Fredrik Sandberg/TT

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com