Friday , May 17 2024

ሰራሕተኛታት ኣገልግሎት ጥዕና፡ ብሕማም ኣእምሮ ይሳቐዩ

ኣብ እዋን ለበዳ ኮሮና ብዘጋጥመ ጸቕጢ ስራሕ፡ ስቓይን ብዝሒ ሞት ናይ ሕሙማትን ብዘስዓቦ ጠንቂ  ብዙሓት ኣባላት ኣገልግሎት ጥዕና ኣብ ጭንቀት፡ ድኻምን ናይ ነፍሰ ቅትለት ዝምባለን  ከምዘስዓበሎም ካብ ሽወደናዊ ሮያል ኣካዳሚ ናይ ሳይነስ ዝተረኽቡ ጸብጻባት ሓቢሮም ክብል ሬድዮ ኢኮት ገሊጹ ብምባል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ።

ነቲ ጸብጻብ ዘዳለዉ ተመራመርቲ፡ ነዚ ተርእዮታት ንምውጋድ፡ ሃገራዊ ስትራተጂ ቆይሙ፡ ብዛዕብ እዚ ጉዳይ ምዝርራብ ክግበርን መፍትሒ ክናደየሉን ጸዊዖም ኣለዉ።

ነዚ ተኸሲቱ ዘሎ ሕማም ኣእምሮ ንምውጋድ ተባሂሉ ሓድሽ ኣገባብ ኣብ መርመራ ከምዘሎ እቶም ተመራመርቲ ገሊጾም ኣለዉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com