Saturday , May 18 2024
AP/TT

ሰብ መዚ ጥዕና ሓበሬታ ክታበት ኣዳልዮም።

ሰብ መዚ ጥዕና ነቶም ቋንቋ ሽወደን ዘይመልኩ ሰብት ሓበሬታ ክታበት ጸረ ኮሮና ንምብጻሕ ፍልይ ዝበለ ጻዕሪታት የካይዱ ምህላዎም ተገሊጹ። እዚ ክትባታት ድሕሪ ልደት The vaccinations are set to ዝጅመር ኮይኑ ዞባታት ሓደ ድሕሪ ሓደ ብዝተወሰነለን ፕሮግራም እቲ መስርሕ ክጅመር ምዃኑ ድማ ተመልኪቱ። እዚ ክትባት ብኽልተ ዶዛት ዝወሃብ ምዃኑ ነቲ ብዛዕባዚ ዘሎ ሓበሬታ ቊሩብ ሕልኽልኽ ክብል ጌርዎ ምህላዉ እቲ ሓበሬታ ወሲኹ ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com